Fana: At a Speed of Life!

እቶት ውሽጢ ዓዲ ንምዕባይን ንልምዓት ዝኾኑ ወፃኢታት ንምሽፋንን ናይ ሓባር ፃዕሪ የድሊ-ሚኒስቴር ገንዘብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እቶት ውሽጢ ዓዲ ንምዕባይን ንልምዓት ዝኾኑ ወፃኢታት ንምሽፋንን ናይ ሓባር ፃዕሪ የድሊ ክብል ሚኒስቴር ገንዘብ ገሊፁ።

ሚኒስቴር ገንዘብ፣ ሚኒስቴር ልምዓትን ሚኒስቴር እቶትን ምስ ቢሮ ገንዘብ፣ ፕላንን እቶትን ክልላት ሓበራዊ መድረኽ ኣብ ከተማ ኣርባ ምንጭ የሳልጥ ኣሎ።

ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ፥ እተን ኣብያተ ዕዮ በቢእዋኑ እናተራኸባ ዘጋጥሙ ፀገማት ብምምኽኻር ቀፃልነት ዘለዎ ለውጢ ንክምዝገብ ንክሰርሑ ሓቲቶም።

እቶት ውሽጢ ዓዲ ንምዕባይን ንልምዓት ዝኾኑ ወፃኢታት ንምሽፋንን ናይ ሓባር ፃዕሪ ከምዘድሊ እውን ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.