Fana: At a Speed of Life!

እቲ ኮሚሽን ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ዝተፈፀሙ ጥሕሰታት ሰብኣዊ መሰልን ዓለም ለኸ ሕጊ ሰብኣዊነትን ዝገበሮ ምርመራ ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ዝተፈፀሙ ጥሕሰታት ሰብኣዊ መሰልን ዓለም ለኸ ሕጊ ሰብኣዊነትን ኣመልኪቱ ዝገበሮ ምርመራ ዕላዊ ገይሩ።

ውፅኢት እቲ ምርመራ ቅድሚ ሕዚ ኢሰመኮ ምስ ቤት ፅሕፈት ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ብምዃን ኣብ ክልል ትግራይ ብዘጋጠመ ኲናት ምኽንያት ብሓባር ካብ ዘውፅኡዎ ፀብፃብ ዝቐፀለ ከምዝኾነ ኮሚሽነር ዳንኤል በቀለ ገሊፆም።

እቲ ፀብፃብ ክሳብ ታሕሳስ 2014 ዓ.ም ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ተስፋሕፊሑ ብዝፀንሐ ኲናት ዝብፅሀ ሰብኣዊን ንዋታዊን ፀገማት ከምዝተመልከተ እውን ተሓቢሩ።

ብኣፈወርቅ ኣለሙ

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.