Fana: At a Speed of Life!

እቲ ማእኸል ኣብ ምርግጋፅ ማዕርነትን ኩለ መዳይ ተረባሕነትን ደቂ ኣኒስቲዮ ልዑል ግደ ኣለዎ-ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል ምርምር ተሃድሶን ክእለትን  ደቂ ኣኒስቲዮ ኣብ ምርግጋፅ ማዕርነትን ኩለ መዳይ ተረባሕነትን ደቂ ኣኒስቲዮ ልዑል ግደ ኣለዎ ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)፥ “ማእኸል ምርምር ተሃድሶን ክእለትን  ደቂ ኣኒስቲዮ ለነገዋ” መሪቖም ከፊቶም።

ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ መደረ ዘስመዓ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፥ እቲ ማእኸል ኣብ ፀገም ንዘለዋ ደቂ ኣኒስቲዮ ሓዱሽ ምዕራፍ ህይወት ከምዝኸፍት ተዛሪበን።

ዝሓሸ ፅባሕ፣ ብሩህ ተስፋ፣ ፅንዓትን ዕድል ሰሪሕኻ ምልዋጥን ናይ ምትካል መርኣያ ከምዝኾነ ኣገንዚበን።

ንማዕረ ተጠቃምነት ደቂ ኣኒስቲዮ ዓሎሞም ዝስርሑ ዘለዉ ብዙሓት ስራሕቲ ዘተባብዕ ውፅኢት ይምገበሀሎም ኣሎ ኢለን።

ማእኸል ምርምር ተሃድሶን ክእለትን  ደቂ ኣኒስቲዮ፥ ኣብ ምርግጋፅ ማዕርነትን ኩለ መዳይ ተረባሕነትን ደቂ ኣኒስቲዮ ልዑል ግደ ኣለዎ ከብላ ገሊፀን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.