Fana: At a Speed of Life!

እቲ ሚኒስቴር ንተመዛበልቲ ክልል ኣምሓራ ናይ 73 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ማሕበራዊ ጉዳይን ካብ ትካል ተራድኦ ልምዓት ስዊድን ብዩኒሴፍ ኣቢሉ ዝረኸቦ 73 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ንዘተመዛበልቲ ክልል ኣምሓራ ፍጋፍ ገይሩ።

እቲ ስነ-ስርዓት ርኽብ፥ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ክልልን ፌዴራልን ከምኡ እውን ተመዛበልቲ ኣብ ዝተረኸቡሉ ተኻይዱ።

ካብዚ ብተወሳኺ እውን 3 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዘውፅእ ናይ ሓገዝ ዓይነት ንተመዛበልቲ ተገይሩ።

ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮ፣ ህፃናትን ማሕበራዊ ጉዳያትን ዶክተር ኤጎጌ ተስፋየ፥ ብምኽንያት ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንዝኸፍአ ማሕበራዊ ቀውሲ ዝተቓልዑ ተመዛበልቲ ዜጋታት ቁፅም ከምዝወሰኸ ገሊፀን፡፡

ብሓጋዛይነት ትካል ተራድኦ ልምዓት ስዊድንን ብኣተሓባበራይነት ዩኒሴፍን ዝተገበረ ሓገዝ ፀገም ተመዛበልቲ ዘቃልል ኢዩ ምባለን ኢቢሲ ፀብጺቡ፡፡

መተሓባበሪ ዩኒሴፍ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣይተ ኣዲሱ ጫኔ ብግደኦም፥ ኣብቲ ክልል ልዕሊ 45 ንዝኾኑ ንፀገም ዝተቓልዑ ዜጋታት ቀጥታ ሓገዝ ገንዘተብ ዝውዕል ከምዝኾ ገሊፆ።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.