Fana: At a Speed of Life!

እቲ ሚሲዮን 139 ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንኽምለሱ ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዘይሕጋውያን ኣዘዋወርቲ ሰባት ተታሊሎም ናብ ደቡብ ኣፍሪካ ንምጉዓዝ ብዘይሕጋዊ መገዲ ዶብ ኬንያ ኣቋፆም ዝኣተዉ 139 ኢትዮጵያውያን ክሶም ተቛሪፁን ካብ ማእሰርቲ ተፈቲሖምን ናብ ሃገሮም ንኸኣትዉ ሚሲዮን ኢትዮጵያ ኣብ ኬንያ ሓገዝ ገይሩ።

እቶም ኢትዮጵያውያን ኣብ ኣቢያተ ማእሰርቲ ኪያምቡ፣ ጊጊሪ፣ ፓንጋኒ፣ ጆጎ፣ ቡሩቡሩን ዳንዶራን ካብ ሓደ ወርሒ ትሽዓተ ወርሒዝፀንሑ ኢም።

እቲ ሚሲዮን ምስ ዳይሬክቶሬት ምርመራ ገበን ብቐረባ እናሰርሐ ዝፀንሐ እንትኸውን፥ ቅደድም ክብል እውን ብኣማኢት ዝቑፀሩ ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ካብ ማእሰርቲ ተለቒቖም ናብ ሃገሮም ክኣትዉ ሓገዝ ምግባሩ ካብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኬንያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.