Fana: At a Speed of Life!

እቲ ሃገራዊ ዘተ ዝተዓለመሉ ሸቶ ንክወቅዕ ስቪል ማሕበረሰብ ሃገራዊ ሓላፍነቱ ንክዋፃእ ክዳሎ ኣለዎ ተባሂሉ

ኣዲሰ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) እቲ ሃገራዊ ዘተ ዝተዓለመሉ ሸቶ ንክወቅዕ ስቪል ማሕበረሰብ ሃገራዊ ሓላፍነቱ ንክዋፃእ ክዳሎ ኣለዎ ከብል ሕብረት ትካል ሰብኣዊ መሰል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

ዳይሬክተር እቲ ማሕበር ኣይተ መስኡድ ገበየሁ፥ ብፍላይ ጉዳያት ሕጊ፣ ሰላምን ሰብኣዊ መሰለን ትኹረት ክግበረሎም ዘኽእል ምድላው ከምዘሎ ተዛሪቦም።

ሲቪል ማሕበረሰብ እወን እቲ ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ዕላዊ ንክኸውነ ሓሳብ ካብ ምውፃእ ጀሚሩ ግቡእ ደገፍ ክገብር ከምዝፀንሐ ሓቢሮም።

ብተወሳኺ እቲ ሃገራዊ ዘተ ዝተዓለመሉ ሸቶ ንክወቅዕ ስቪል ማሕበረሰብ ሃገራዊ ሓላፍነቱ ንክዋፃእ ክዳሎ ኣለዎ ኢሎም።

ብኣወል ኣበራ

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.