Fana: At a Speed of Life!

ኤጀንሲ ወሳኒ ኩነት ኣዲስ ኣበባ ብኣዋጅ ህፁፅ እዋን ተኣጊዶም ዝነበሩ ኣገልግሎታት ምሃብ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ብዝተኣወጀ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ተኣጊዶም ዝነበሩ ኣገልግሎታት ካብ ዝቕፅል ሰኑይ ጀሚሩ ምሃብ ከምዝጅምር ኤጀንሲ ወሳኒ ኩነት ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።

እቲ ኤጀንሲ ቅድሚ ሕዚ ብብርኪ ሃገር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናይ ነባርነት መለለዪ መንነት ወፃእ ተኣጊዶም ዝነበሩ ኣገልግሎታት ካብ 14 ለካቲት 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ፡፡

ስለዝኾነ ድማ ኣብ ኩለን ክፍለ ከተማታት በቢወረድኡ ኣብ ዝተዳለወ መርሃ ግብሪ ነባሪ ክተኣናገድ ከምዝኽእል ካብቲ ኤጀንሲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.