Fana: At a Speed of Life!

ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ምዕራብ ወለጋን መተከልን ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ኮኒኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ምዕራብ ወለጋን ኣብ ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ዞባ መተከልን ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ኮኒኑ።

እቲ ኤምባሲ ንስድራ ጉዱኣትን ንህዝቢ ኢትዮጵያን ምፅንዕናዕ ተመኒዩ፡፡

እቲ ግፍዒ ብምቅዋም ኣብ ጎኒ ህዝቢ ኢትዮጵያ ጠጠው ከምዝብል እውን እቲ ኤምባሲ ዘውጸኦ መግለፂ ኣፍሊጡ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.