Fana: At a Speed of Life!

ኤምባሲ ኣሜሪካ ንላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ልዕሊ 300 ሺሕ ዶላር ዝግመት ሓገዝ ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከብ ኤምባሲ ኣሜሪካ ንላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴሪኢ ልዕሊ 300 ሺሕ ዶላር ዝግመት ሓገዝ መሳርሒ ቴክኖሎጂ ስማርት ኮርት ሩም ኣበርኪቱ።

እቲ ኤምባሲው ሓገዝ ዝገበረ ብቢሮ ዓለም ለኸ ጉዳያት ናርኮቲክን ምኽባር ሕጊን ኣቢሉ ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡

13 ስማርት ኮርት ሩም ዘገልግላ ኮምፒውተራት፣ ካሜራዎች፣ መቅረፂ ኣቑሑትን ስማርት ቲቪታትን ዘካተተ ልዕሊ 300 ሺሕ ዶላር ዝግመት ሓገዝ መሳርሒታት ቴክኖሎጂ ከምዝኾኑ ተገሊፁ፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.