Fana: At a Speed of Life!

ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ 39 ተቓላዕቲ ፍልሰተኛታት ናብ ሃገሮም መሊሱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ 39 ተቓላዕቲ ፍልሰተኛታት ናብ ሃገሮም ኣፍሊጡ።

እቲ ኤምባሲ ኣብ ጂቡቲ ምስ ዝርከቡ ዓለም ለኸ ትካል ፈልሰተኛታት ቢሮ ብምትሕብባር ኢዮም እቶም ፍልሰተኛታት ክምለሱ ገይሩ ተባሂሉ።

ካብ መንጎ እቶም ዝተመለሱ እቶም 10 ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ ከምዝኾኑ ካብቲ ኤምባሲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.