Fana: At a Speed of Life!

ኤሎን መስክ ክሳብ 2027 ዓ.ም.ፈ ፈላማይ ትሪሊየነር ክኸውን ይኽእል ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካዊ በዓል ሃፍቲ ዓለም ኤሎን መስክ ክሳብ 2027 ዓ.ም.ፈ ፈላማይ ትሪሊየነር ክኸውን ይኽእል ኢዩ ክብል ግሎባል ኢዱኬሽን ፀብፂቡ።

ህንዳዊ  ጓታም ኣዳኒ፣ ኣሜሪካዊ በዓል ዋና ኩባኒያ ኒቪዲያ ጆንሰን ሁዋንግን ኢንዶኔዥያዊ ፕራጆጉ ፓንጊስቶን መስ ኤሎን መስክ ትሪሊየነራት ንምዃን ከምዝነሓንሑ ተሓቢሩ።

ሰለስተ ሰብ ሃፍቲ ክሳብ 2028 ሃፍቶም 1 ትሪሊየን ዶላር ከምዝበፅሕ እቲ ፀብፃብ ገሊፁ።

ኤሎን መስክ ሓደ ዓመት ቀዲሙ ናይ መጀመሪያ ትሪሊየነር ዝኾነሉ ዕድል ከምዘሎ ሓቢሩ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.