Fana: At a Speed of Life!

ኣፍሪካውያን ብሓባር ደው ክንብል ይግበአና- ፕሬዚዳንት ማኪ ሳል

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካውያን ብሓባር ደው ብምባል ኣብ ዓለም ዘለና በፅሒትን ረብሓን አሐሊና ክንፀንሕ ኣለና ክብሉ ፕሬዚዳንት ሴኔጋል ማኪ ሳል ገሊፆም።

እቶም ፕሬዚዳንት ነዚ ዝበሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ቅድሚ መዓልታት ኣብ ትዊተር ገፆም ኣስፊረሙዎ ዝነበሩ መልእኽቲ ብምትሕሓዝ ኢዩ።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ “ ምትሕብባር ኣፍሪካዊያን ንኩለመዳይ ምዕባለ ኢዩ” ኢሎም ነይሮም።

በዚ ድማ እቶም ፕሬዚዳንት ኣህጉርና ኢኮኖሚያዊ ዕድላት ኣለውዋ ኢሎም።

ስለዝኾነ በምትሕብባር ነክዕወት ንግበር ብምባል መልእኽቶም ኣመሓላሊፎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.