Fana: At a Speed of Life!

ኣፈ ጉባ ታገሰ ጫፎ ምስ ሞሮኮ መዘነኦም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣፈ ጉባ ታገሰ ጫፎ ምስ ሞሮኮ መዘነኦም ራችድ ታልቢ ኣል-ኣላሚን ተዛቲዮም።

ኣብ ዘተኦም ድማ ኢትዮጵያን ሞሮኮን ኣብ ፓርላሜንታዊ፣ ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ልውውጥ ባህሊን ብሓር ምስራሕ ከምዘድሊ ተመያይጦም፡፡

ኣፈጉባዔ ታገሰ ጫፎ÷ ኢትዮጵያን ሞሮኮን ጥንኩር ርክብን ተመሳሳሊ ባህሊን ዘለወን ሃገራት ከምዝኾና ገሊፆም።

ክልቲአን ሃገራት ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ንኽህልወን ፓርላማታተን ድፍኢት ክገብር ከምዘለዎ ምግላፆም ካብቲ ባይቶ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.