Fana: At a Speed of Life!

ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ናብ ኣሶሳ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ናብ ክልል ቢኒኛንጉል ጉምዝ ከተማ ኣሶሳ ኣምሪሖም።

ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ህዳሴ ኣሶሳ አንርበፅሑ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ጌታሁን ኣብዲሳን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን እቲ ክልል ኣቀባብላ ገይረሙሎም።

ኣብቲ ክልል ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት፥ “ከዕዳ ወደ ምንዳ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ንኣመራርሓ መንግስቲ ዝወሃብ ዘሎ ስልጠና መዛዘሚ መደረ ክገብሩ ኢዮም ዝብል ትፅቢት ከምዝግበር ኣብ ኮሚኒኬሽን እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.