Fana: At a Speed of Life!

ኣፈፃፅማ ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ 78 ነጥቢ 3 ሚኢታዊ በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈፃፅማ ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ 78 ነጥቢ 3 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ ኣፍሊጦም።

እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ዝፈፀሞም ተግባራትን ከይዲ ህንፀት እቲ ግድብን ብዝምከት መግለፂ ዝሃቡ ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ፥ ኣፈፃፅማ ሲቪል ስራሕቲ እቲ ግድብ 91 ሚኢታዊ ከምዝበፅሐ ተዛሪቦም።

ሓፈሻዊ ኣፈፃፅማ ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ድማ 78 ነጥቢ 3 ሚኢታዊ በፂሑ ኢሎም።

ኣብ ቀፃሊ ኣዋርሕ ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ዕውት ብዝኾነ ኩነታት ንምፍፃም ከምዝሳራሕ እውን ገሊፆም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

</span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;></span;>

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.