Fana: At a Speed of Life!

ኣፈፃሚ ጉዳይ ጀርመን ትሕቲ ሰሃራ ዘለዋ ሃገራት ኣብ ሱዳን ንዘጋጠመ ጎንፂ መፍትሒ ንምንዳይ ዓሊሞም ምስ ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዳይሬክተር ኣፈፃሚ ጉዳይ ወፃኢ ጀርመን ትሕቲ ሰሃራ ዘለዋ ሃገራት ክርስቶፍ ሬዝላፍ፥ ኣብ ሱዳን ንዘጋጠመ ጎንፂ መፍትሒ ንምንዳይ ዓሊሞም ምስ ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ዘቲዮም።

ክርስቶፍ ሬዝላፍ፥ ኣብቲ ዛዕባ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ከምኡውን ሰብ መዚ ሕብረት ኣፍሪካ ከምዝላዘቡ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ገሊፆም።

ኣብ ሱዳን ዘጋጠመ ኲናት ብህፁፅ ደው ምባል ከምዝግባእ ከልቲኦም ወገናት ንምስምዕማዕ ፖለቲካዊ መፍትሒ ከመዝደሊ ኣተሓሳሲቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.