ኣገልግሎት ፍቓድ መጀመሪ ህንፀት ህንፃን መጥቀሚ ህንፃ ብኦን ላይን ምሃብ ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በዓል መዚ ፍቓድን ቁፅፅርን ህንፀት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣገልግሎት ፍቓድ መጀመሪ ህንፀትን መጥቀሚን ህንፃ ብኦን ላይን ምሃብ ጀሚሩ።
ባለስልጣኑ ለተገልጋዮች ፈጣንና ወጪ ቆጣቢ አገልግሎት ለመስጠት የግንባታ ማስጀመሪያ እና የሕንጻ መጠቀሚያ ፈቃድ አገልግሎቶች የኦን ላይን ስርዓት በዛሬው እለት ይፋ አድርጓል
እቲ በዓል መዚ ንተገልገልቲ ቅልጡፍን ወፃኢ ቆጣቢ ኣገልግሎት ንምሃብን ኣገልግሎት ፍቓድ መጀመሪ ህንፀትን መጥቀሚን ህንፃ ዝሕግዝ ስርዓት ኦን ላይን ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ተገይሩ።
እቲ ስርዓት ኦን ላይን፥ በዓል መዚ ፍቓድን ቁፅፅርን ህንፀት ንተገልገልቲ ዝህቦ ኣገልግሎት ብምዝማን ቅልጡፍ፣ ወፃኢ ዝዓቁርን ካብ ግዕዝይና ዝነፅሀን ኣሰራርሓ ንምትግባር ከምዝሕግዞ ተገሊፁ፡፡
ተገልገልቲ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሮም ኣገልግሎት ንምርካብ መርበብ ሓበሬታ www.Business.gov.et ክጥቀሙ ከምዝኽሉ ካብቲ በዓል መዚ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com