Fana: At a Speed of Life!

ኣገልግሎት ወለንታዊ መናእሰይ ብሄራዊ ምርድዳእ ይፈጥር ኣሎ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ወለንታዊ መናእሰይ ኢትዮጵያ ብሄራዊ ምርድዳእ ይፈጥር ኣሎ ክብል ሚኒስቴር ሰላም ገሊፁ።

ሚኒስትር ሰላም ብናልፍ ኣንዷለም፥ መናእሰይ ካብ ከባቢኦም ወፂኦም ብሄራዊ ሓድነት ዝፈጥሩሉ ወለንተናዊ ኣገልግሎት መርሃ ግብሪ ምድላዊ ተዛሪቦም።

እቶም መናእሰይ ምስ ዝተፈላለያ ዩንቨርስቲታት በዝተፈላለዩ ዓውዲታት ሙያ ዝተመረቑ ምዃኖም ኣዘኻኺሮም።

ካብ ክልሎም ወፃእ ብምውፋሮም ሕጉሳት ምዃኖም ኣረጋጊፅና ኢሎም።

ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብወለንተናዊ ኣገልግሎት ንምሃብ ዝተፈላለዩ ክፋላት እዛ ሃገር ብባዕልቶም ድልየት ዝተመልመሉ መናእሰይ ኣብ ዝተዋፈሩሎም ከባቢታት ውፅኢታዊ ስራሕ ይሰርሑ ከምዘለዉ ገሊፆም።

ስለዝኾነ ብሄራዊ ወለንታዊያን ኣገልግሎት ማሕበረሰብ ብመናእሰይ ሓድነት ኣብ ምጉልባት ንሃገራዊ ሓድነትን ብሄራዊ ምርድዳእን እወንታዊ ግደ ይፃወት ከምዘለዉ ምግላፁ ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.