Fana: At a Speed of Life!

ኣገልግሎት ስደተኛታትን ተመለስቲን፣ ዞባታት ሸካን ደቡብ ጎንደርን ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ስደተኛታትን ተመለስቲን፣ ዞባታት ሸካን ደቡብ ጎንደርን ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ብር ገይሮም።

ኣገልግሎት ስደተኛታትን ተመለስቲን ሎሚ መዓልቲ ንሰራዊት ምክልኻል 5 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ፡፡

ዞባ ሸካ ንጅግና ሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 3 ንጥቢ 1 ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበረሎም ሰንጋታት፣ ኣባጊዕን ኣጣልን ንሰራዊት ምክልኻል ሓገዝ ገይሩ፡፡

ዞባ ደቡብ ጎንደር እውን ልዕሊ ክልተ ሚሊየን ብር ወፃኢ ዝተገበሮም ሰንጋታት፣ ኣባጊዕን ኣጣልን ንካልኣይ ዙር ሓገዝ ምግባሩ ኣፍሊጡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.