Fana: At a Speed of Life!

“ኣዲስ ወግ” ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝሰናዳእ መድረኽ “ኣዲስ ወግ” ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ኢዩ።

ቅድም ክብል ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራዊ ጉዳያት ኣድሂቡ እናተኻየደ ዝፀንሐ ኣዲስ ወግ÷ ሎሚ መዓልቲ ድማ “ህዝብና ዓቕሚና” ብዝብል ርእሲ ከምዝካየድ ካብቲ ቤት ፅሕፈት ዝረኸብና ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.