Fana: At a Speed of Life!

ኣዲስ ኣበባ ፣  10 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝተኻየደ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ዛምቢያ መራሒ ተቓዋሚ ፓለቲካዊ ፓርቲ ሃካይንደ ሂቺለማ ምዕዋቱ ኮምሽን ምርጫ እታ ሃገር ገሊፁ። ሂቺለማ ነቲ ቀንዲ መቀናቕንቱ ዝኾነ ኣብ ስልጣን ዝርከብ ፕሬዚዳንት ኤድጋር ሉንጉ ብልዕሊ 1 ሚልየን ድምፂ እዩ በሊፅዎ ተባሂሉ። በዚ ድማ ደገፍቱ ናብ ጎደናታት ርእሰከተማ ሉሳካ ብምውጻእ ሓጎሶም ይገልፁ ኣለው። ሰብ መዚ ምርጫ ሰልፊ ግንባር ሓርበኛታት ካብ መደብራት ምርጫ ከም ዝተሰጎጉ ዝገልጽ ፕረዚደንት ሉንጉ እቲ ምርጫ ነጻን ፍትሓውን ኣይነበረን ክብል ኣቐዲሙ ከሲሱ ነይሩ። ፍልፍል፦ቢቢሲ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/ ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ! ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኣዲስ ኣበባ ፣  10 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝተኻየደ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ዛምቢያ መራሒ ተቓዋሚ ፓለቲካዊ ፓርቲ ሃካይንደ ሂቺለማ ምዕዋቱ ኮምሽን ምርጫ እታ ሃገር ገሊፁ።

ሂቺለማ ነቲ ቀንዲ መቀናቕንቱ ዝኾነ ኣብ ስልጣን ዝርከብ ፕሬዚዳንት ኤድጋር ሉንጉ ብልዕሊ 1 ሚልየን ድምፂ እዩ በሊፅዎ ተባሂሉ።

በዚ ድማ ደገፍቱ ናብ ጎደናታት ርእሰከተማ ሉሳካ ብምውጻእ ሓጎሶም ይገልፁ ኣለው።

ሰብ መዚ ምርጫ ሰልፊ ግንባር ሓርበኛታት ካብ መደብራት ምርጫ ከም ዝተሰጎጉ ዝገልጽ ፕረዚደንት ሉንጉ እቲ ምርጫ ነጻን ፍትሓውን ኣይነበረን ክብል ኣቐዲሙ ከሲሱ ነይሩ።

ፍልፍል፦ቢቢሲ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.