Fana: At a Speed of Life!

ኣዲስ ኣበባ ክኣቱ ዝነበረ 2 ሺሕን 500 ጠያይቲ ጠበንጃ ክላሽንኮቭ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዙሉልታ ናብ ኣዲስ ኣበባ ብኤፍ ኤስ ኣር ናይ ፅዕነት መኪና ተፃዒኑ ክኣቱ ዝነበረ 2 ሺሕን 500 ጠያይቲ ጠበንጃ ክላሽንኮቭ ኣብትሕቲ ቁፅፅር ውዒሉ።

ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ክፍለ ከተማ ጉለሌ ኣይተ ጌታሁን፥ ኣብ እዋን ፍተሸ ብኣዘዋዋራይነት ጥይት ዝተጠርጠረ ውልቀሰብን ኣቲ ኣሽከርካሪን ንግዚኡ ይሰወሩ እምበር ፖሊስ ክትትል ምግባሩ ቀፂሉ።

ተሸከርካሪትን ጠያይቲን ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም ብኤግዚቢት ዝተትሓዙ እንትኾኑ፥ ፖሊስ ምርመራ እናገበረ ከምዝኾነ ምግላፆም ካብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ዝረኸብና ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.