Fana: At a Speed of Life!

ኣዲስ ኣበባ ከምልሙድ ሰላማዊትን ዝተረጋገአትን ኢያ – ኤምባሲ ሩስያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከምልሙድ ኣብ ሰላማዊን ዝተረጋገአን ምንቅስቓስ ከምትርከብ ኤምባሲ ሩስያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ ኣገልግሎት ፕሬስ ኤምባሲ ሩስያ ሎሚ መዓልቲ ብዘውፀኦ መግለፂ ከምዝሓበሮ፥ ሃገር ኣብ ውሽጢ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ትኹን እምበር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተረጋገአ ህይወት ዝረአየላ ከተማ ኢያ።

እቲ ኣዋጅ ኣብ ልሙድን ዝተረጋገአን ምንቅስቓስ ህይወት ኣዲስ ኣበባ ዝፈጠሮ ዝኾነ ይኹን ትርጉም ዘለዎ ለውጢ ከምዘየስዐበ እቲ ኤምባሲ ገሊፁ።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.