Fana: At a Speed of Life!

ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሰብ ተኮር ስራሕታ ማሕበራዊ ፍትሒ ንምንጋስ ብዘይዕረፍቲ ብምስራሕ ማእኸል ስሕበት ትኸውን ኣላ – ከንቲባ ኣዳነች

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሰብ ተኮር ስራሕታ ማሕበራዊ ፍትሒ ንምንጋስ ብዘይዕረፍቲ ብምስራሕ ማእኸል ስሕበት ትኸውን ኣላ ክብላ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።

ከንቲባ ኣዳነች ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ ፅሑፍ÷ “ኣብ ዝሓለፉ መዓልቲታት ንመራሕቲ ኣፍሪካ ስራሕ ህንፀት ትውልዲ ኣብ ዝኾነ ፕሮግራም ልምዓት ቀዳማይ ቁልዕነት ዘለና ልምዲ ኣካፊልና” ኢለን።

“መዲና ኣፍሪካ ዝኾነት ኣዲስ ኣበባ ብዓበይቲ ፕሮጀክታታ ኣጋይፃ፤ ሰብ ተኮር ብዝኾኑ ስራሕታ ማሕበራዊ ፍትሒ ንምንጋስ ብዘይዕረፍቲ ብምስራሕ ማእኸል ስሕበት ትኸውን ኣላ” ክብላ እውን ገሊፀን።

እቲ መርሃ ግብሪ ንኽዕወት ብምትሕብባር እናሰርሐ ንዝነበረ ቢግ ዊን ፊላንትሮፒንን፤ እናተሓባበሩ ንዝነበሩ በቢብርኩ ዝርከቡ ኣመራርሓን ምስጋና ኣቕሪበን፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.