Fana: At a Speed of Life!

ኣዲስ ኣበባ ኣሕዋትናን ኣሓትናን ብድሙቕ ኩነታት ንምቕባል ተዳሊያ ኣላ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ኣበባ ኣሕዋትናን ኣሓትናን ብድሙቕ ኩነታት ንምቕባል ተዳሊያ ኣላ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝበልዎ፥ ብምኽኒያት ኮቪድ 19 ንክልተ ዓመታት ተቛሪፁ ዝፀንሐ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኢትዮጵያ ብታሕጓስ ዝተቐበለቶ ከምዝኾነ ገሊፆም።

ኣዲስ ኣበባ እውን ኣሕዋትናን ኣሓትናን ብድሙቕ ኩነታት ንምቕባል ተዳሊያ ኣላ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.