Fana: At a Speed of Life!

ኣዲስ ኣበባ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ዩኒቨርሲቲ ንተፈናቐልቲ  ድጋፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣  18 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ኣበባ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ዩኒቨርሲቲ ካብ መንበሪኦም ንዝተፈናቐሉ ዜጋታት  ድጋፍ ገይሩ።

እቲ ዩኒቨርሲቲ  ብጦርነት ምኽንያት ተፈናቒሎም ኣብ ደሴ ከተማ ንዝርከቡ ወገናት ኢዩ ድጋፍ ገይሩ።

እቲ ዝተገበረ ድጋፉ ድማ ካብ 1 ነጥቢ 9 ሚሊየን ብር ንላዕሊ ዘውፅእ ናይ ምግቢ፣ ናይ ገዛ ኣቑሑን ኣልባሳትን ከምዝኾነ ካብቲ ዩኒቨርሲቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረደእ።

 

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.