Fana: At a Speed of Life!

ኣዲስ ሚዲያ ኔትወርክ ድምፂ ትውልዲ ምዃኑ ብተግባር ኣርእዩ ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 206 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣዲስ ሚዲያ ኔትወርክ(ኤ ኤም ኤን)  ድምፂ ትውልዲ ምዃኑ ብተግባር ኣርእዩ ኢዩ ከብላ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣበቤ ገሊፀን።

እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበረዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ “ኣዲስ ሚዲያ ኔትወርክ ብሓዱሽ መልክዕ ንባዕሉ ብምውዳብ ዘጀመሮ ሓዱሽ ቻናል፣ ስራሕቲ ብራንዲንግን ታለንት ሸውን ዕላዊ ገይርና” ኢለን።

ኣዲስ ሚዲያ ኔትዎርክ ነበርቲ ከተማና ዓይንን እዝንን ብምዃን፣ ለውጢ ብምምፃእ፣ ሓበሬታ ብምሃብ፣ ብምዝማድን በምህዳስን ከይዲ ናይ ባዕሉ እወንታዊ ግደ ይዋፃእ ኣሎ ክብላ እውን ገሊፀን።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.