Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ግርማ ዋቄ ኣካቢ ቦርድ ማኔጅመንት ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብምዃን ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣይተ ግርማ ዋቄ ኣካቢ ቦርድ ማኔጅመንት ግሩፕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብምዃን ተሸይሞም።

እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ኣይተ ተወልደ ገብረማሪያም ምስ ፀገም ጥዕና ብዝተዛመደ ብገዛእርእሶም ፍቓድ ካብ ሓላፍነቶም ከምዝለቐቁ ምግላፁ ይዝከር።

ኣብ ዓውዲ መገዲ ኣየር ዝሓኘ ለምዲ ዘለዎም ኣይተ ግርማ፥ እቲ መገዲ ኣየር ኣብዚ ሐዚ እዋን ንዝወነኖ ዓወት መሰረት ብዘንብር መገዲ ንሸውዓተ ዓማውቲ ብዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ከመዝመርሑ ተገሊፁ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.