Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ጉጅለ ልኡኽ ውድብ ጥዕና ዓለም ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ጉጅለ ልኡኽ  ውድብ ጥዕና ዓለም ዘቲዮም።

እቲ መድረኽ ዘተ፥  ኣብ ሓፈሻዊ ኩነታት ብርኪ ጥዕና ክልል ትግራይን ብሰንኪ ዝነበረ ኲናት ዝዓነው ትካላት ጥዕናን ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ኣብ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሚኒኬሸን ክልል ትግራይ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.