Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ኣማኻሪ ሚኒስትር ብሄራዊ ድሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኮይኖም ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ኣማኻሪ ሚኒስትር ብሄራዊ ድሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኮይኖም ብቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ተሸይሞም።

ኣይተ ገዱ፥ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ኮይኖም እናገልገሉ ምፅነሖም ይፍለጥ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.