Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ጀማል ኣሕመድ ን #ንፅህቲኢትዮጵያ 1 ሚሊየን ብር ለጊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግሩፕ ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ጀማል ኣሕመድ ንጎስጓስ #ንፅህቲኢትዮጵያ 1 ሚሊየን ብር ለጊሶም።

ንንፅህቲ ኢትዮጵያ ኣብ ሓንቲ ፀሓይ 50 ሚሊየን ብር ናይ ምትእኽኻብ ዲጂታል ቴሌቶን እናተኻየደ ይርከብ፡፡

ኣበቲ ጎስጓስ ሰራሕተኛታትን ትካላትን ሜድሮክ ኢትዮጵያ ብድምር 63 ሚሊየን ብር ለጊሶም።

ብካሊእ መዳይ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግሩፕ ሚድሮክ ኢንቨስትመንት ጀማል ብውልቆም 1 ሚሊየን ብር ነቲ ጎስጓስ ኣበርኪቶም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.