Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ደሳለኝ ጣሰው ሓላፊ ቢሮ ሳላምን ፀፅታን ክልል ኣምሓራ ኮይኖም ተሾይሞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ኣብ 6ይ ዙር 1ይ ዓመት 2ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ኣብ ካልኣይ መዓልቲ ዘትኡ ዝተፈላለዩ ሽመታት ኣፅዲቑ።

ብመሰረት እዚ ድማ፡-

o ኣይተ ደሳለኝ ጣሰው ሓላፊ ቢሮ ሳላምን ፀፅታን እቲ ክልልን

o ዶክተር ኣማረ ብርሃኑ ዋና ኦዲተር እቲ ክልልን ኮይኖም ተሾይሞም፡፡

ብለይኩን ኣለም

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.