Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ደመቀ ፕሬዚዳንት ሓፈሻዊ ጉባኤ ዓለም ለኸ ታሪክ ፀለምቲ ህዝብታት፣ ማእኸል ቅርስን ትምህርቲን ብምዃን ተመሪፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮነን ፕሬዚዳንት ሓፈሻዊ ጉባኤ ዓለም ለኸ ታሪክ ፀለምቲ ህዝብታት፣ ማእኸል ቅርስን ትምህርቲን ብምዃን ተመሪፆም።

ኣይተ ፀጋዬ ጨማ ድማ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ማእኸል ብምዃን ተመሪፆም።

እቲ ማእኸል ሎሚ መዓልቲ መተሓዳደሪ ደንቢ እቲ ትካል ዕላዊ ገይሩ።

ብተወሳኺ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ጠመተ ብምግባር ዘተ ኣካይዱ።

ብምሰረት እዚ እቲ ማእኸል መስስረትቲ ዓለም ለኸ ፀለምቲ ጎስጓስ ብምባል ዝፍለጡ ማርከስ ጋርቬ ልጅ፣ ጁሊየስ ጋርቬን (ዶ/ር) ላዕለዎት ተተካእቲ ብምግባር መሪፁ።

ብይስማው ኣደራው

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.