Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ደመቀ ንሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሪካ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ ኣዋናዊ ኩነታት መብርሂ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትረ ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ንሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሪካ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ ኣዋናዊ ኩነታት መብርሂ ሂቦም።

እቶም ሚኒስትር ሖብረት ኣፍሪካ ብኢኒተርኔት ኣብ ዘዳለዎ መበል 38 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ተሳቲፎም።

ስለዝኾነ መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ዘካየዶ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ድሕሪ ምዝዛሙ ኣብቲ ክልል ባዝዕባ ዝፍፀሙ ዘለዉ ስራሕቲ መብርሂ ሂቦም።

ኣብ መብሪሂኦም ዜጋታት መሊስካ እግሪ ናይ ምትካልን  ጉድኣት ዝበፅሖም መሰረተ ልምዓታት መሊስካ ናይ ምህናፅን ባዛዕባ ዛስራህ ዘሎ ስራሕቲ ኣቡሪሆም።

ብተወሳኺ ውፅኢታዊ ዝኾነ ሰብኣዊ ደገፍ ብምቕራብ ዓቕሚእቲ ጊዚያዊ ምምሕዳር ንምምሕያሽ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ነቶም ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ኣረዲኦም።

ኣብቲ ኣኼባ ኮሚሽነር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋቂ መሀመት ሓዊሱ ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ኮሚሽንን ሚኒስተረራቲ ጉዳያት ወፃኢንተሳቲፎም ኢዮም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.