ኣይተ ደመቀ መኮንን ንመበል 80 ዓመት በዓል ዓወት መዓልቲ ሃርበኛታት ኢትዮጵያውያን ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ንመበል 80 ዓመት በዓል ዓወት መዓልቲ ሃርበኛታት ኢትዮጵያውያን ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
”ሃገርና ምስ ዘላቶ እዋናዊ ኩነታት ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ወነ ሃርበኛታት ኣቦታትና ኣብዚ ትውልዲ ምድጋም ትፅቢት ይግበር” ኢሎም።
ሐዚ ዝኣተናዮ ቃልሲ ሃገር ንምፍራስን ሃገር ደው ንምባልን ኣብ መንጎ ዝደኽሙ ሓይሊታት ዝካየድ ብምዃኑ፤ መዕነውቲ ሓይሊታት ጊዘ ንከይረኽቡ ትውልዲ ሃገር ናይ ምድሓን ተልእኾ ብምሓዝ ግድኡ ክዋፃእ ኣለዎ ኢሎም።
ዉሽጣዊ ሓድነት ኢትዮጵያ ምጥንካር ፍልፍል ክብርናን ፀግዒ ኩርዓትናን ምዃኑ ብምግንዛብ ብኹለ መዳይ ኢትዮጵያ ምሽጋር ትፅቢት ይግበረና ክብሉ ኣብ ፌስቡክ ገፆም ፅሒፎም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።