Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ቡሩንዲ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፕሬዚዳንት ቡሩንዲ ኤቭርስቴ ኒዲሽሚዬ ተዛቲዮም።

ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ክልተኣዊን ዞባዊን ጉዳያት ክልቲአን ሃገራ ትኹረት ከምዝገበሩ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓሬታ የረድእ፡፡

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን÷ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ትማሊ ምሸት ቡሩንዲ ምእታዎም ይዝከር፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube    

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.