Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋቂ መሃማት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ መሃመት ተዛቲዮም።

እቶም መራሕቲ፥ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰል ኣፍሪካ ኣብ ትግራይ ተፈፂሙ ዝተብሃለ ግህሰት ሰብኣዊ መሰል ምርመራ ብዛዕባ ዝካየደሉ ኩነታት ተላዚቦም።

ብተወሳኺ መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስራሕ ድልው ምዃኑ እቶም ኣቦ መንበር ንኢዶም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.