Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሳህራዊ ዓረብ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ሞሓመድ ሳሌም ኦልድ ሳሌክ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሳህራዊ ዓረብ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ሞሓመድ ሳሌም ኦልድ ሳሌክ ተዛቲዮም።

ኣብቲ ዘተ ናይ ሓባር ጉዳያትን ፀገማት ሳሃራዊ ዓረብ ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክን ብሰላማዊ መገዲ ንምፍታሕ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ብዛዕባ ኢትዮጵያ ግደ ተላዚቦም።

ኣይተ ደመቀ መንግስቲ  ብመሰረት ቻርተር ውሕመን ኣዋጃትን መርህታትን ሕብረት ኣፍሪካን ናፃ፣ ገለልተኛን ፍትሓውን ዝኾነ ብክልተ ወገን ተቐባልነት ዘለዎ መፍትሒ ከምዘድሊ ገሊፆም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.