ኣይተ ደመቀ መኮንን መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝገበሩ ዲፕሎማታት ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ጠመተ ዝገበረ መብርሂ ሂቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን መቐመጢኦም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝገበሩ ዲፕሎማታት ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ጠመተ ዝገበረ መብርሂ ሂቦም።
ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ውሱናት ከባቢታት ዘሎ ከይዲ ኣፈፃፅማ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ብቐንዱ ሕጊ ምኽባር ሰላም እቲ ክልል ምምላስ ኣብ ዝብል ጠመተ ዝገበረ ከምዘኾነ ኣብሪሆም።
ዘጋጠሙ ፀገማት ብዘተ ንምፍታሕ ዓሊሙ ክሳብ ሐዚ ዝተሰርሑ ስራሕቲ እወን ገለፃ ገይሮም።
ኣብቲ ክልል ዘጋጠመ ጎንፂ መንግስቲ ብዘለቔታዊ ንምፍታሕ ዓሊሙ ዝሰርሖ ዘሎ ስራሕቲ ተዛሪቦም።
ብፍላይ መስ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ዘተ ብምግባር መሰረታዊ ኣገልግሎታት ንክጅምሩ፣ ንፁሃን ዜጋታት ካብቲ ሓደጋ ንምክልኻለን ኣብቲ ክልል ሕጊን ስርዓትን ንምኽባር ይስራሕ ከምዘሎ ገሊፆም ከበል ግዜኢ ፀብፂቡ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።