Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሕብረት ኣውሮፓ ማኔጂንግ ዳይሬክተር ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢን  ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሕብረት ኣውሮፓ ማኔጂንግ ዳይሬክተር ኣፍሪካ ሪታ ላራንጂንሃ ተዛቲዮም።

ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ ጎንፅን መንግስቲ ዝገብሮ ዘሎ ፃዕሪ ህንፀት ሰላምን አብሪሆም።

ኢትዮጵያ ምስ ሕብረት ኣውሮፓ ዘለዋ ርክብ ኣብ ዘጠናኽሩ ዛዕባታት ንምስራሕ ዘለዋ ቁርፀሽነት ኣረጋጊፆም።

ኣይተ ደመቀ፥ ብሕብረት ኣፍሪካ ዝምራሕ ከይዲ ድርድር ሰላም መንግስቲ ቁርፀኛ ከምዝኾነ ብምግላጽ፥ ሕብረት ኣውሮፓ እወን ብሰላማዊ መገዲ ንምፍታሕ ዝገብሮ ፃዕሪ ንክሕግዝ ዘለዎም እምነት ገሊፆም።

ሪታ ላራንጂንሃ ብግደአን፥ እቲ ሕብረት ምስ ኢትዮጵያ ዘለዎ ሽርክና ንምጥንኻር ድልው ከመዝኾነ ኣረጋጊፀን።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.