Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ወርቁ ኣይተነው ኣብ ግምባር ማይ ፀብሪ ንዝርከብ ሰራዊት ምክልኻልን ኣብ ዞባ ሰሜን ጎንደር ብወረራ ህወሓት ንመዛበሉን ዝኸውን 25 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ሃፍቲ ኣይተ ወርቁ ኣይተነው ኣብ ግምባር ማይ ፀብሪ ንዝርከብ ሰራዊት ምክልኻልን ኣብ ዞባ ሰሜን ጎንደር ብወረራ ህወሓት ንመዛበሉን ዝኸውን 25 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም።

እቶም በዓል ሃፍቲ ኣብ ከተማ ደባርቕ ተረኺቦም ንምክትል ኣመሓዳሪት ዞባ ሰሜን ጎንደር ወ/ሮ ደብረወርቅ ይግዛው ኣረኪቦምወን።

ኣይተ ወርቁ ኣይተነው፥ በቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ዝተመዛበሉ ዜጋታት መሊስካ ንምጥያሽ ዓለም ለኸ ትካላት፣ መንግስታዊ ትካላትን ሰብ ሃፍቲን ናይ ባዕሎም ግደ ንኽዋፅኡ ፀዊዖም።

ኣብ ቀፃሊ ዝገብሩዎ ሓገዝ ኣጠናኺሮም ከምዝቕፅሉ እውን ኣፍሊጦም።

ብመላኩ ገድፍ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.