Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ኣብ ከተማ ኣርባምንጭ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ኣብ ከተማ ኣርባምንጭ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣካይዶም።

እቶም ኣፈ ጉባኤ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ኣብ መርሃ ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ሓምለዋይ ኣሰር ግዙፍ ዓወት ምምዝጋቡ ገሊፆም።

እዚ ድማ ሽፋን ደኒ ክብ ንክብል ንምግባርን ንዝተተለመ ሸቶ ሓምለዋይ ልምዓት መሰረት ከምዝኾንን ተዛሪቦም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.