Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኮይኖም ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኮይኖም ተሸይሞም።

ርእሰ ምምሕዳር ተመስገን ጥሩነህ ንኻሊእ ሓላፍነት ምሕፃዮም ስዒቡ ንቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ዘቕረቡዎ ሕቶ መልቀቒ ተቐባሊነት ከምዝረኸቡ ኤመሓኣ ፀብፂቡ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.