Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ኣብ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዑደት ገይሮም።

ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ÷ ፀገማት ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታ ብምፍታሕ ኣብ ውሽጢ ሃገር ጥቕሉል ፍርያት ዘለዎም ብፅሒት ክመሓየሽ እናገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ፍርያት ውሽጢ ሃገርን ኣፍረይቲን ምጥንኻር፣ መሪሕ ኢንዱስትሪታት ምፍጣር፣ ማሕበረሰብ ኢንዱስትሪ ምህናፅ፣ መፅናዕቲን ምርምርን ምዕባይ ከምኡ እውን ምቹው ናይ ቢዝነስ ከባቢ ምፍጣር ድማ ካብ ኣሞንጎ ኣንፈታት ትኹረት ኢዮም።

መንግስቲ 96 ዝኾኑ ፍርያታት ብምፍላይ ኣብ ውሽጢ ሃገር ንምትካእ እናሰርሐ ከምዝርከብ ምግላፁ እውን ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.