Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ኣወል ኣርባ ምስ ሚኒስትር ልምዓት እንግሊዝ ቪኪ ፎርድ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ምስ ሚኒስትር ልምዓት እንግሊዝ ቪኪ ፎርድ ተዛቲዮም።

ኣብ ዘተኦም ድማ ብዛዕባ ኣብ ክልል ዓፋር ዘሎ እዋናዊ ኩነታን ማሕበራዊ ኣገልግሎትን ትኹት ገይሮም፡፡

ካብዚ ሓሊፉ ብሓገዝ መንግስቲ እንግሊዝ ኣብ ክልል ዓፋር እናተሰርሑ ዝርከቡ ፕሮጀክታት ኣድሂቦም ምዝታዮም ኣይተ ኣወል ኣርባ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆ ፅሒፎም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.