Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ካብ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ዝተልኣኸ መልእኽቲ ንኣሚር ኳታር ኣብፂሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ካብ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዝተልኣኸ መልእኽቲ ንኣሚር ኳታር ሼኽ ታሚም ቢን ሃማድ ኣል ታኒ ኣብፂሖም።

ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ  ሼኽ ታሚም ቢን ሃማድ ኣል ታኒ ዘቲዮም።

ኣብቲ ዘተ፥ ካብ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዝተልኣኸ መልእኽቲ ንኣሚር ኳታር ሼኽ ታሚም ቢን ሃማድ ኣል ታኒ ኣረኪቦም።

እቲ መልእኽቲ፥ ክልቲኣዊ ርክብ ኢትዮጵያን ኳታርን ከምኡውን ኣብ ቀፃሊ ምትሕብባረን ምምሕያሽ ኣብ ዘኽእሉ መገዲታት ዝገልፅ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.