Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ሚኒስቴር ገንዘብ ስዑድ ዓረብ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ሚኒስቴር ገንዘብ ስዑድ ዓረብ መሓመድ ቢን ኣብደላህ ኣል ጀዳን ተዛቲዮም።

ብኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን መራሕቲ ትካላት ሃይማኖትን ዝተውፃእፀአ ልኡኽ ኢትዮጵያ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ብዝበለፀ ብዛዕባ ዝጠናኸረሉ ከምኡ እውን ኣብ ስዑድ ዓረብ ዝርከቡ ዜጋታት ኢትዮጵያ ናይ ሓፂር እዋንን ዘላቒን መፍትሒ ዝረኽቡሉ ኩነታት ምስ ላዕለዎት ሰብ መዚ ስዑድ ዓረብ ንምዝታሕ ናብታ ሃገር ከምዘቕነዐ ይዝከር፡፡

እቲ ጉጅለ ኣብ ዝሓለፉ መዓልቲታት ኣብ ዝነበሮ ፃንሒት ምስ ኣመራርሓታትን ኣባላትን ኮሙዩኒቲ ኢትዮጵያ ኣብ ሪያድ፣ መራሕቲ ሃይማኖት ከምኡ እውን ምስ ማሕበረ ሰብ ንግዲ ተዛቲዩ ኢዩ፡፡

ሎሚ መዓልቲ ድማ እቶም ሚኒስትር ገንዘብ ምስ ስዑድ ዓረብ መዘነኦም መሓመድ ቢን ኣብደላህ ኣል ጀዳን ከምዝተዛተዩ ካብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ስዑድ ዓረብ ዝረኸብና ሓበሬታ የረድእ፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.