Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ምክትል ዋና ዳይሬክተር ዩኒሴፍ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ምክትል ዋና ዳይሬክተር ትካል መድሕን ህፃናት (ዩኒሴፍ) ምስ ዝኾኑ ኪቲ ቫን ደር ሃይጅደን ብሓባር ኣብ ዝውገኑ ተግባራት ዝጠመተ ዘተ ኣካይዶም፡፡

ኣብቲ እዋን ዘተ ተወካሊ ዩኒሴፍ ኣብ ኢትዮጵያ ኣቡባካር ካምፖም ከምዝተረኸቡ ካብቲ ትካል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ክልቲኦም ወገናት ኣብ ዘተኦም ብሓባር ንምስራሕ ዘለዎም ቆራፅነትን ምሕዝነቶም ኣብ ዘጠናኽሩሎም ጉዳያትን ትኹረት ከምዝገበሩ እውን ተገሊፁ፡፡

ካብዚ ብተወሳኺ ህፃናትፃ ኩሎም ቦታታት ኩሎም ኣገልግሎታት ክረኽቡ ንምግባር ኢንቨስት ኣብ ዝግበረሎም ዓውዲታት ብምድሃብ ከምዝዘተዩ ተሓቢሩ፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.