Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ልኡኻት ስዑድ ዓረብ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ኣምባሳደር ስዑድ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ዶክተር ኣልሁመይዳኒን ልኡኻት ልምዓት ፈንድ ስዑድ ዓረብን ተዛቲዮም።

ኣብቲ እዋን ዘተ ክልቲአን ሃገራት ኢኮኖያዊ ምትሕብባር ናብ ዝለዓለ ብርኪ ንምብፃሕ ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ውፅታዊ ምይይጥ ገይሮም፡፡

ኣብቲ ዕለት ድማ ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ፈንድ ልምዓት ስዑድ ዓረብን ሰነድ መናውሒ ልቓሕ ከምዝተፈረመ ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሐበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊን ዝተማለአን ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.