Fana: At a Speed of Life!

ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ መንግስቲ ምስ መሻርኽቲ ልምዓት ብምትሕብባር ንምስራሕ ቁርፀኛ ከምዝኾነ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ማክሮ ኢኮኖሚ፣ ህንፀት ሰላምን ሓደጋታት ተፈጥሮ ኣብ ምፅዋርን ዝጠመተ ሓበራዊ መድረኽ ዘተ መንግስቲን መሻርኽቲ ልምዓትን ተሳሊጡ።

ኣብቲ መድረኽ፥ ርእሳነ ምምሕዳር፣ ሚኒስትራት፣ ሓላፍቲ ትካላት መሻርኽቲ ልምዓት፣ ኣምባሳደራትን ዝምልከቶም ኣካላትን ተረኺቦም።

ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ። መንግስቲ ምስ መሻርኽቲ ልምዓት ብምትሕብባር ንምስራሕ ቁርፀኛ ከምዝኾነ ገሊፆም።

ካብ መዳርግቲ ልምዓት ዝርከብ ሃናፂ ሓሳብ፣ ርእይቶን ተመክሮን መንግስቲ ብአወንታዊ መልክዑ ከምዝቕበል ሓቢሮም።

ኢትዮጵያ ኣብ ኢኮኖሚያዊን ማሕበራዊን ልምዓት እተመዝግቦ ውፅኢት ቀርኒ ኣፍሪካ ንምርግጋዕ ኣስተዋፅኦ ዘለዎ ኢዩ ምባሎም ኣብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.